ኛይ ሕክምና ኪኢላታት ኣብ ኩሉ መቀበሊ ሰፈርን፣ ቅጥዒ መሳለጢ ማእከልን ኣለዉ። መድሃኒት ትወስድ ኣንተሃሊኻ/ኺ፣ ወይ ነብሰ ጾር፣ ወይ ተጸሊኡካ/ኪ፣ ወ ሕቶ ጥዕና እንተሃልዩካ/ኪ ነዚ ተወከስ። እዚኦም ኪኢላታት ክከናኸኑኻ/ኺ ኢዮም። ኣድላዪ ኣንተ ኮይኑ ድማ ናብ ሓኪም ወይ ሆስፒታል ከሰጋግሩኻ/ኺ ኢዮም።
እቲ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ሰፈር እንድር ተዓጽዩ፣ ን ኣባላት ሓገዝ ወይ ድማ ነቶም ሓለዋ ተወከስ/ሲ።
ናይ ጥዕና ሕቶን፣ ሓበሬታን ብዛዕባ ሕማማትካ/ኪ ብምስጢር ዕቁብ እዩ።
ብተወሳኺ፣ ኣብ ግዜ ሓደጋ፣ መጀመርያ ናብቲ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ሰፈር ኪድ። ህጹጽ ምስ ዝኾውን ጥራይ ትኽ ኢልካ/ኪ ናብ ሆስፒታል ትኸይድ።